Skip to content
ኣገደስቲ ትምህርትታት ንሓፈሻዊ ህዝቢ ሙስሊም

ኣገደስቲ ትምህርትታት ንሓፈሻዊ ህዝቢ ሙስሊም

መጽሓፍ "ኣገደስቲ ትምህርትታት ንሓፈሻዊ ኡማ" ናይ ሼኽ ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ባዝ (ኣላህ ይርሓመሎም)፡ ንሓፈሻዊ ሙስሊም ፍልጠታዊ ስንቂ ንክኸዉን በቲ ኢማም ዝተዳለወት ዓቢ ጠቅሚ ዘለዋ ሕጽር ዝበለት መልእኽቲ ኢያ። ኣብ'ዚ መጽሓፍ ድማ፡ ንነፍሲ ወከፍ ሙስሊም ቅኑዕ እምነትን ኣምልኾትን ንምቕራብ፡ ካብ ቁርኣንን ሱናን ብዝተመስረተ ብቐሊልን ብንጹርን ኣገባብ፡ ካብ ተውሒድ፡ እምነትን እስልምናን ጀሚሩ ክሳብ ሕግታት ጠሃራን (ጽርየት) ሰላትን፡ ስነ-ምግባር እስልምናን፡ ከምኡ'ውን መጠንቀቕታታት ሺርክን ሓጢያትን ምግላጽን መብርሂ ምሃብን ብዛዕባ መሰረታትን ዓንድታትን ሃይማኖት ዝምልከት ይገልጽ።

Language: lang_ti
Prepared by: ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ዓብዲላህ ቢን ባዝ
Version: 2.1

These files are generated automatically from the book's text; their layout may differ from the printed edition.

0%
Font size