Skip to content
وجوب العمل بالسنة وكفر من أنكرها

وجوب العمل بالسنة وكفر من أنكرها

ብሱና (መንገዲ) ረሱል (ሰላትን ሰላምን ይብጸሓዮም) ምሰራሕ ግድነት ኮይኑ ንዕኡ ዘይቕበል ድማ ካብ እስልምና ምውጽኡን ይምልከት፤ ኣዳላዊ: ሼኽ ዓብዱል ዓዚዝ ቢን ዓብዲላህ ቢን ባዝ (ኣላህ ይርሓመሎም) ብስም ኣዝዩ ሩህሩህን ኣዝዩ ራህራህን ዝኾነ ኣላህ ድርሰተይ [ጽሑፈይ] እጅምር መእተዊ ምስጋና ንናይ ዓለማት ጎይታ ዝኾነ ኣላህ ዝተገበአ እዩ፡ ሰናይ ዝኾነ መወዳእታ ከኣ ነቶም ኣላህ ዝፈርሑ እዩ፡ ናይ ኣላህ ውዳሰን ሰላምን ድማ ኣብ ልዕሊ ባርያ ኣላህን፡ ልኡኹን ዝኾኑ፡ ንዓለማት ምሕረት ዝተላኣኹ ነቢይና ሙሓመድ ይውረድ። ከምኡ'ውን ኣብ ልዕሊ እቶም ንመጽሓፍ ፈጣሪኦምን መንገዲ ነቢዮምን ብእምነትን ብጥንቃቐን ተቀቢሎም፡ ቃላቱን መልእኽቱን ከምዘለዎ ናብ ቀጻሊ ትውልዲ ዘመሓላለፉ ኣዝማዶምን ሳዓብቶምን ብጾቶምን ይውረድ። ኣላህ ሰናይ ስርሖም ይፍተወሎም ንዕኦም ውን ይፍተዎም፡ ከምኡ ውን ንዓና ብሰናይ ምግባር ካብ ዝስዕቡዎምን፡ ንኹሉ ህዝቢ መርትዖን ይግበረና፡ ካብኡ ብምቅጻል ብርግጽ ቀዳሞትን ዳሕረዎትን ዑለማእ (ሙሁራት) እስልምና፡…

Language: lang_ti
Prepared by:
Version: 1.0
Download PDF 450 KB

This PDF is generated automatically from the book's text; its layout may differ from the printed edition.

0%
Font size