Skip to content
صفة الوضوء (شرح عملي ومختصر)

صفة الوضوء (شرح عملي ومختصر)

ኣገባብ ውዱእ (ተግባራዉን ሓጺርን መግለጺ) ናይ ውዱእ ኣገባብ (ዝተቓለለ ቪድዮ) ውዱእ ብኸመይ ከምዝግበር ቀስ ብቀስ ዘርኢ ተግባራዊ ኣፈጻጽማ፣ንትኽክለኛ ሰላት ውዱእ ቅድመ-ኩነት ስለዝኾነ ድማ ኣዝዩ ኣገዳሲ ኢዩ። ነዚ መቕረጽ ተዓዚብካ፡ ትኽክለኛ ኣገባብ ውዱእ ተመሃር። ኣገባብ ውዱእ

Language: lang_ti
Prepared by:
Version: 3.0

These files are generated automatically from the book's text; their layout may differ from the printed edition.

0%
Font size