Skip to content
ኣገባብ ሰላት (ሓጺር ቪድዮ)

ኣገባብ ሰላት (ሓጺር ቪድዮ)

ንኣላህ ብኣፍልጦ ከነምልኾን ከምኡ'ዉን ሰላትና ዓንድታቱን ቅድመ-ኩነቱን ዝተማልአ ምእንቲ ክኸውንን ዘርኢ ሓጺር ተግባራዊ ኣፈጻጽማ ሰላት። ኣገባብ ሰላት ሰላት ክንሰግድ እንተደሊና ካብ'ቲ ንዉዱእ ዘገድድን ነብሲ ምሕጻብ ዘገድድን ነገራት ክንጸሪ ይግባእ። ካብ ርስሓት ንጹህ ብዝኾነ ክዳን ሕፍረትና ሸፊንና ንሰግድ። ሰውነትናን ቦታ ሰላትናን ካብ ርስሓት ነጻ ክኸውን ይግባእ። ኣንፈትና ናብ ቒብላ ንገብር። ናብ ሱትራ ኣቕኒዕና ክንሰግድ ድማ ይምረጽ።

Language: lang_ti
Prepared by:
Version: 2.0

These files are generated automatically from the book's text; their layout may differ from the printed edition.

0%
Font size