Skip to content
ብዛዕባ ባህርያዊ ደም ደቂ ኣንስትዮ ዝገልጽ መልእኽቲ

ብዛዕባ ባህርያዊ ደም ደቂ ኣንስትዮ ዝገልጽ መልእኽቲ

መጽሓፍ "መልእኽቲ ኣብ ባህርያዊ ደም ደቂ ኣንስትዮ" ናይ ሼኽ ኣል-ዓላማ ሙሓመድ ብን ሳልሕ ኣል-ዑሰይሚን ኣላህ ይርሓመሎም፡ ንባህርያዊ ደም ደቂ ኣንስትዮ ዝኾኑ ጽግያት፡ ኢስቲሓዳን ኒፋስን ብመጽናዕትን መርመራን ዝዳህሰሰት ረዛን ስነ-ፍልጠታዊት መልእኽቲ ኢያ። ኣብ ክቡር ኪታብን ንጹህ ሱናን ዝተሞርኰሰት ኰይና፡ ኣብዞም ጉዳያት እዚኣቶም ንዘሎ ኣበሃህላ ሰብ-ፍልጠት ብደቂቕ ምርዳእ ዝተሰነየት ኢያ። ኣብ መንጎ እቶም ኩነታት ዘሎ ደቀቕቲ ፍልልያት ብምብራህ፡ ፍርዲ ናይ'ዚ ደም ኣብኣ ተቐሚጡ ኣሎ፡ ከምኡ'ውን ንኣስላመይቲ ጓል ኣንስተይቲ ሃይማኖታ ኣብ ምርዳእ ቅኑዕ መንገዲን ቅሳነትን ንምርግጋጽ ሸሪዓዊ መርትዖ ተቕርብ ኢያ።

Language: lang_ti
Prepared by: ሙሓመድ ብን ሳሊሕ ኣልዑሰይሚን
Version: 3.1

These files are generated automatically from the book's text; their layout may differ from the printed edition.

0%
Font size