Skip to content
رسول الإسلام محمد صلى الله عليه وسلم

رسول الإسلام محمد صلى الله عليه وسلم

ብስም ኣላህ እቲ ፍጹም ርህሩህ እቲ ኣዝዩ ራህራሂ (ንባበይ እጅምር) ልኡኽ ናይ እስልምና ሙሓመድ [ካብ ረቢ ዉዳሰን ምሕረትን ይኹኖ] ሕጽር ዝበለ ብዛዕባ ልኡኽ (ረሱል) ሙሓመድ [1] [ካብ ረቢ ዉዳሰን ምሕረትን ይኹኖ] ስሙን ሓረግ ወለዱኡን ዓዱን ስነስርዓት መርዕኡን መልእኽቱን ናብ ምእንታይ ይሰብኽ ከም ዝነበረን ነቢ ከም ዝኾነ መርትዖታትን ሒዝዎ ዝመጸ መሎኮታዊ ሕጊታቱን ከምኡ'ዉን ግብረ መልሲ ናይ ተጻረርቱ እንታይ ይመስል ከምዝነበረን ጻዉዒት ክገልጽ ኢየ። [1]ኣብዘን ክልተ ቃላት ልኡኽ ሙሓመድ ትብል ምእንቲ ምትርጓም ክጥዕማ ኣብ ኩሉ ብሓንሳብ ክጠምረን ፈቲነ ነዚ ነስተዉዕል 1- ስሙን ሓረግ ወለዱኡን ተወሊዱ ዝዓበየሉ ዓዱን ልኡኽ ናይ እስልምና ድማ ሙሓመድ ወዲ ዓብዲላህ ወዲ ዓብዱልሙጠሊብ ወዲ ሃሺም ካብ ወለዶ ናይ ኢስማዒል ወዲ ኢብራሂም [ሰላምታ ይኹኖም] ይበሃል። እዚ ድማ ኢብራሂም [ሰላምታ ይኹኖ] ካብ ሻም ንሱን ሰበይቱ ሃጀርን ወዱ ኢስማዒልን ኣብ ሕቕፎ ኣዲኡ እንከሎ ብመልአኽቲ ናይ ኣላህ ናብ ማካ ምስ መጽኡ ብትእዛዝ…

Language: lang_ti
Prepared by:
Version: 1.2

These files are generated automatically from the book's text; their layout may differ from the printed edition.

0%
Font size