Skip to content

نص الموضوع

ሀ- ካብ ወርሒ ሸዋል ሽዱሽተ መዓልታት።

ለ- ናይ ትሽዓተ ዙልሒጃ ምጻም፡ ካብ'ዚ እቲ ዝበለጸ ዝተረጋገጸን ድማ ዓረፋ መዓልቲ ኢዩ፡ እንተኾነ ንኣብ ሓጅ ዘሎ ክጸሞ ሱና ኣይኮኖን ኢዩ፡ ንዝጾመ ድማ ናይ ክልተ ዓመት ሓጢያት ይድምሰሰሉ።

መ- ካብ ነፍሲ ወከፍ ወርሒ ሰለስተ መዓልቲ ምጻም፡ ዝበለጸ ድማ ኣብ'ተን ኣያመል ቢድ ዝበሃላ: መበል ዓሰርተ ሰለስተን፡ ዓሰርተ ኣርባዕተን፡ ዓሰርተ ሓሙሽተን ምጻም ኢዩ።

ሰ- ጾም ናይ ሶኑይን ሓሙስን፡ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሰሙን ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ይጾሙወን ኔሮም፣ ምኽንያቱ ኣብ'ዘን መዓልታት እዚአን ተግባራት ናይ ባሮት(ናብ ኣላህ) ስለ ዝቐርባ።