Skip to content

نص الموضوع

1- الإسلام، فلا يصح من الكافر. 2- البلوغ، فلا يجب على الصغير، ويصح الصوم من الصغير المميز، ويكون في حقه نافلة. 3- العقل، فلا يجب الصوم على المجنون، ولا يصح منه؛ لعدم النية. 4- القدرة عليه، فلا يجب على المريض الذي يعجز عنه، ولا على المسافر، ويقضيانه حال زوال العذر: المرض والسفر. ويشترط لصحته من المرأة: انقطاع دم الحيض والنفاس. يثبت دخول شهر رمضان بأحد أمرين، هما: أ- رؤية هلال شهر رمضان، لقوله ﷺ: «صُومُوا لِرُؤْيَتِهِ، وَأفْطِرُوا لِرُؤْيَتِهِ» [1]. ب- إكمال شهر شعبان ثلاثين يومًا، وذلك إذا لم يُرَ هلال رمضان، أو حَالَ دون رؤيته غيم أو غبار أو نحو ذلك، لقوله ﷺ: «فَإِنْ غُمَّ عَلَيْكُمْ؛ فَأَكْمِلُوا عِدَّةَ شَعْبَانَ ثَلاثِينَ يَوْمًا» [2].

أخرجه البخاري برقم (1810)، ومسلم برقم (1086).

أخرجه البخاري برقم (1909).

ቅድመ-ኩነት ናይ ግዴታ ጾም ረመዳን፥

  1. ኣስላማይ ምዃን፥ ካብ ካፍር(ከሓዲ) ሰብ ተቐባልነት የብሉን።
  2. ዓቕሚ ኣዳም(ዝባለቐ) ዝበጽሐ/ት ምዃን፡ ንህጻን ግዴታ ኣይኮነን፡

ጾም ናይ ንእሽቶን መስተዉዓሊን ዝኾነ ትኽክል ይኸዉን፡ ከም ነፍሊ ድማ ይሕሰበሉ።

  1. ጥዑይ ኣእምሮ ምዃን፡ ጾም ንኣእምሮኡ ዝሰሓተ ሰብ ግዴታ ኣይኮኖን ኢዩ።ኒያ ስለዘይብሉ ካብኡ ተቐባልነት የብሉን።
  2. ጾም ንምፍጻሙ ዓቕሚ ምህላዉ፡

ስለ'ዚ እቲ ክገብሮ ዘይክእል ዝሓመመ ግዴታ ኣይኮኖን'የ።

ኣብ ልዕሊ ገያሻይ’ዉን ግዴታ ኣይኮነን፡

እቲ ምኽንያቶም ምስ ተኣለየ ድማ ይትክእዎ፥ ሕማምን መገሻን ማለት'ዩ።

ንጓል ኣንስተይቲ ድማ እቲ እትገብሮ ኣምልኾት ቅቡል ንክኸዉን፥ ደም ሐይድን ኒፋስን ደዉ ክብል ኣለዎ።

ምእታዉ ወርሒ ረመዳን ብሓደ ካብ ክልተ ጉዳያት ይረጋገጽ፡ ንሳቶም ድማ፥

ሀ- ሂላል(ወርሒ) ወርሒ ረመዳን ምርኣይ፡

ከም'ቲ ልኡኽ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ዝበሎ፡

"ርኢኹም ጹሙ፡ርኢኹም ድማ ኣፍጥሩ" [48]።

[10] ቡኻሪ ብቑጽሪ (142)ሙስሊም ድማ ብቑጽሪ (122) ሰኒደሞ።

ለ- ንወርሒ ሻዕባን ሰላሳ መዓልቲ ምምላእ፡ እዚ ድማ ወርሒ ናይ ረመዳን ኣብ ዘይተራእየሉ፡ ወይ ደበና ወይ ደሮና(ጣቓ) ወይ ከምኡ ዝኣመሰለ ንኸይርአ ኣብ ዝዓግተሉ እዋን ኢዩ። ከም'ቲ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ዝበሉዎ፥

«እንተድኣ ተኸዊላትኩም(እታ ወርሒ)፣ ቁጽሪ መዓልታት ሻዕባን ሰላሳ መዓልቲ ምልእዎ» [49]።

[1] ቡኻሪ ብቑጽሪ (8) ዝሰነዶ።