عربي - Arabic English Qafár af - Afar Afrikaans - Afrikanns Akan Shqip - Albanian አማርኛ - Amharic Հայերեն - Armenian অসমীয়া - Assamese Azərbaycanca - Azerbaijani Bamanankan - Bambara Bassa Bemba বাংলা - Bengali Bosanski - Bosnian Български - Bulgarian မြန်မာဘာသာ - Burmese Bisaya - Cebuano Cham Нохчий - Chechen chiCheŵa - Chewa 中文 - Chinese Адыгэбзэ - Circassian Hrvatski - Croatian Česky - Czech Dagbani Dansk - Danish فارسی دری - Dari Dendi ދިވެހި ބަސް - Dhivehi Nederlands - Dutch إستوني - Estonian Suomi - Finnish Fon Français - French Fulfulde - Fula ქართული - Georgian Deutsch - German Ελληνικά - Greek ગુજરાતી - Gujrati Kreyòl ayisyen - Haitian Creole Hausa हिन्दी - Hindi Magyar - Hungarian Igbo Indonesia - Indonesian Italiano - Italian 日本語 - Japanese Jóola - Jola ಕನ್ನಡ - Kannada Қазақша - Kazakh ភាសាខ្មែរ - Khmer Kikuyu Ikinyarwanda - Kinyarwanda Ikirundi - Kirundi 한국어 - Korean كوردی سۆرانی - kurdish كوردي kurmancî - Kurmanji Kyrgyz ລາວ - Lao latviešu - Latvian Lingala lietuvių - Lithuanian Luganda Македонски - Macedonian Maguindanaon Malagasy - Malagasy Bahasa Melayu - Malay മലയാളം - Malayalam Mandinka मराठी - Marathi Mõõré - Moore नेपाली - Nepali أنكو - NKo Norwegian ଓଡ଼ିଆ - Odia oromoo - Oromo پښتو - Pashto فارسی - Persian Polski - Polish Portuguese ਪੰਜਾਬੀ - Punjabi Română - Romanian Русский - Russian Српски - Serbian Shona සිංහල - Sinhala Slovenščina - Slovenian Soomaaliga - Somali Soninke Sesotho - Sotho Español - Spanish Kiswahili - Swahili Svenska - Swedish Tagalog Тоҷикӣ - Tajik தமிழ் - Tamil తెలుగు - Telugu ไทย - Thai ትግረኛ - Tigrinya Türkçe - Turkish Türkmen - Turkmen Ukrainian اردو - Urdu ئۇيغۇرچە - Uyghur Ўзбек - Uzbek Việt Nam - Vietnamese Wolof Yao Yorùbá - Yoruba Zarma زولو - Zulu
4) ብልኡኻት ኣላህ ምእማን ዓለይሂሙ'ሰላም፡
- التصنيف الشرعي
- العقيدةالإيمان بالرسل
- الموضوعات
- الإيمانالإيمان بالرسل عليهم السلام
نص الموضوع
ልኡኻት፡ ክንብል እንከሎና ልኡኽ ናይ ዝብል ቃል ናይ ብዙሓት መጸዉዒ ኢዩ።እቲ ልኡኽ ካብ ደቂ ሰባት ኮይኑ፡ ሸሪዓ(ሕጊ) ዝወረዶን፡ ናብ ህዝቢ ከብጽሖ ዝተኣዘዘን ኢዩ።
ቀዳማዮም ነቢ ኑሕ ዓለይሂ'ሰላም፡ መወዳእቶም ድማ ነቢ ሙሓመድ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ኢዮም።
ንሳቶም ድማ ፍጡራት ደቂ ሰባት ኢዮም፡
ካብ ባህርያታት ሩቡብያን ኡሉሂያን ወላ ሓደ የብሎምን።
ብልኡኻት ምእማን ዘጠቓልሎም ድማ፡
- መልእኽቶም ካብ ኣላህ ዝመጸ ሓቂ ምዃኑ ምእማን፡
ብናይ ሓዲኡ መልእኽቲ ዝኸሓደ ሰብ ብኹሎም ከም ዝከሓደ ኢዩ ዝቑጸር።
- ነቶም ካብኦም ስሞም ዝፈለጥናዮም ብስሞም ምእማን፡ ከም በዓል፡ ሙሓመድ፡ ኢብራሂም፡ ሙሳ፡ ዒሳን፡ ኑሕን ዓለይሂሙ'ሰላት ወ'ሰላም። ንሳቶም ድማ ኡሉል-ዓዝም (ሰብ ጽኑዓት መትከል) ካብ ልኡኻት ኢዮም።
ነቶም ካብኣቶም ስሞም ዘይፈለጥናዮም ድማ፡ ብሓፈሻ ንኣምነሎም።
ልዑል ኣላህ ኣብ ቑርኣን ከም'ዚ ይብል፡
{ብርግጽ ቅድሜኻ ልኡኻት ልኢኽና፡ ካብኣቶም ዛንትኦም ዝተረኽናልካ ኣለው፡ካብኣቶም ድማ ዛንትኦም ዘይተረኽናልካ ኣለው...}
[ቓፊር፡ 78]።
- ብዛዕብኦም ዓለይሂሙ'ሰላም እቲ ዝተረጋገጸ ካብኦም ዝመጸና ዛንታ ሓቂ ምዃኑ ምእማን።
- ካብኣቶም ናባና ዝተላእኸ መወዳእትኦም ዝኾነ ሙሓመድ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ብዘምጽኦ ሸሪዓ(ሕጊ) ምስራሕ።