عربي - Arabic English Qafár af - Afar Afrikaans - Afrikanns Akan Shqip - Albanian አማርኛ - Amharic Հայերեն - Armenian অসমীয়া - Assamese Azərbaycanca - Azerbaijani Bamanankan - Bambara Bassa Bemba বাংলা - Bengali Bosanski - Bosnian Български - Bulgarian မြန်မာဘာသာ - Burmese Bisaya - Cebuano Cham Нохчий - Chechen chiCheŵa - Chewa 中文 - Chinese Адыгэбзэ - Circassian Hrvatski - Croatian Česky - Czech Dagbani Dansk - Danish فارسی دری - Dari Dendi ދިވެހި ބަސް - Dhivehi Nederlands - Dutch إستوني - Estonian Suomi - Finnish Fon Français - French Fulfulde - Fula ქართული - Georgian Deutsch - German Ελληνικά - Greek ગુજરાતી - Gujrati Kreyòl ayisyen - Haitian Creole Hausa हिन्दी - Hindi Magyar - Hungarian Igbo Indonesia - Indonesian Italiano - Italian 日本語 - Japanese Jóola - Jola ಕನ್ನಡ - Kannada Қазақша - Kazakh ភាសាខ្មែរ - Khmer Kikuyu Ikinyarwanda - Kinyarwanda Ikirundi - Kirundi 한국어 - Korean كوردی سۆرانی - kurdish كوردي kurmancî - Kurmanji Kyrgyz ລາວ - Lao latviešu - Latvian Lingala lietuvių - Lithuanian Luganda Македонски - Macedonian Maguindanaon Malagasy - Malagasy Bahasa Melayu - Malay മലയാളം - Malayalam Mandinka मराठी - Marathi Mõõré - Moore नेपाली - Nepali أنكو - NKo Norwegian ଓଡ଼ିଆ - Odia oromoo - Oromo پښتو - Pashto فارسی - Persian Polski - Polish Portuguese ਪੰਜਾਬੀ - Punjabi Română - Romanian Русский - Russian Српски - Serbian Shona සිංහල - Sinhala Slovenščina - Slovenian Soomaaliga - Somali Soninke Sesotho - Sotho Español - Spanish Kiswahili - Swahili Svenska - Swedish Tagalog Тоҷикӣ - Tajik தமிழ் - Tamil తెలుగు - Telugu ไทย - Thai ትግረኛ - Tigrinya Türkçe - Turkish Türkmen - Turkmen Ukrainian اردو - Urdu ئۇيغۇرچە - Uyghur Ўзбек - Uzbek Việt Nam - Vietnamese Wolof Yao Yorùbá - Yoruba Zarma زولو - Zulu
نص الموضوع
ንሶም ድማ ናይ ስውር ዝኾነ ዓለም ኢዮም፡
ልዑል ኣላህ ካብ ብርሃን ፈጢርዎም፡
ንሳቶም ድማ ነቲ ልዑል ኣላህ ዘምልኹ ኮይኖም፡
ፍሉይ ዝኾነ ካብ ናይ ጐይታነትን ኣምልኾትን ፍሉይ ባህርያት ወላ ሓደ የብሎምን።
ካብ ትእዛዛት ኣላህ ወጺኦም ዘይብድሉ፡
ብዝተኣዘዝዎ ድማ ዘተግብሩ፡
ንሳቶም ቁጽሮም ብዙሕ ኮይኑ፡ ብዘይካ ልዑል ኣላህ ካልእ ዝፈልጦ የሎን።
እምነት ብመላእኽት ድማ ኣርባዕተ ነገራት የጠቓልል፡
- ብህላዉነቶም ምእማን፡
- ብዝተገለጸልና ኣስማት፡ከም በዓል፡ ጂብሪል፡ ሚካኢል፡ ኢስራፊልን ካልኦትን ምእማን።
እቶም ኣስማቶም ዘይፈለጥናዮ ብሓፈሻ ንኣምነሉ።
- ካብቶ'ም ኣብ ቑርኣንን ሓዲስን ዝተጠቐሱ ባህሪያቶም፡ ብዝፈለጥናዮም ምእማን፡
ከም መግለጺ ጂብሪል፡ ነቢ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም በቲ ልዑል ኣላህ ዝፈጠሮ ናይ ኣፈጣጥርኡ መልክዕ ከም ዝረኣዩዎን፡ ን ሰማይ ዝሸፈኑ ሽዱሽተ ሚእቲ ኣኽናፍ ከም ዘለዎን ሓቢሮምና።
- ካብ ተግባራቶም ብዝፈለጥናዮ ምእማን፡ ከም ንልዑል ኣላህ ተስቢሕ ምግባሮምን ለይትን መዓልትን ብዘይ ምስልቻዉን ምድካምን ንዕኡ ምምላኾምን ከምዝኾኑ ምእማን።
ንኣብነት፡ ጂብሪል፡ ኣብ ዋሕይ(ራእይ) እሙን ዝኾነ እዩ።
ኢስራፊል ድማ፡ብምንፋሕ ጡሩምባ ዝተወከለ።
ናይ ሞት መልኣኽ፦ ኣብ እዋን ሞት ህይወት(ሩሕ)ብምዉሳድ ዝተወከለ።
ማሊክ፡ ሓላዊ ሓዊ፡ ሪድዋን ድማ፡ ሓላዊ ገነት፡ ካልኦት'ውን ኣለው።