Skip to content

نص الموضوع

أ- صيام داود عليه السلام، كان يصوم يومًا ويفطر يومًا. ب- صيام شهر الله المحرم، وهو أفضل شهر يستحب صومه، وآكده: صيام يوم عاشوراء، وهو العاشر من محرم، ويصوم التاسع معه؛ لقوله ﷺ: «لَئِنْ بَقِيتُ إِلَى قَابِلٍ لَأَصُومَنَّ التَّاسِعَ» [1]. ويكفر السنة التي قبله.

أخرجه مسلم برقم (1134).

ናይ ሱና ጾም፥

ሀ- ናይ ዳውድ ዓለይሂ ሰላም ጾም፡ ሓደ መዓልቲ ይጸውም፡ ሓደ መዓልቲ ድማ የፍጥር ኔሩ።

ለ- ጾም ናይ ወርሒ (ኣላህ) ሙሓረም፡ ኣብ'ዚ ወርሒ ምጻም ድማ ዝበለጸ ኮይኑ፡ እቲ ዝያዳ ዝተረጋገጸሉ ድማ ጾም መዓልቲ ዓሹራእ ኢዩ። ንሳ ድማ ካብ ወርሒ ሙሓረም ዓስረይቲ መዓልቲ ኮይና፡ ምስኣ እታ ታሽዐይቲ መዓልቲ'ዉን ትጽወም ኢያ ከም'ቲ ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ዝበሉዎ፡

«ክሳብ ዝመጽእ ዓመት እንተ ጸኒሐ፡ ነቲ ታሽዓይ ብርግጽ ክጸማ ኢየ» [54]።

[6] ሙስሊም ብቑጽሪ (224) ሰኒድዎ።

ነታ ቅድሚኡ ዝነበረት ዓመት ድማ (ሓጥያት)ይድምስስ።