Skip to content

ንኽትጾሞ ሓራም ዝኾነ፥

التصنيف الشرعي
الفقهالصيامأحكام الصيام

نص الموضوع

  1. መዓልቲ ናይ ዒድ ኣልፈጥርን መዓልቲ ናይ ዒድ ኣልኣድሓ(ሕርዶ) ምጻም፡ ዝተኸልከለ ስለ ዝኾነ።
  2. ናይ ወርሒ ዙልሒጃ መዓልታት ተሽሪቕ ምጻም፡

ብዘይካ ንሙተመቲዕን ቓሪንን ኣብ ሓጅ ዘለዉ፡ ሃድይ(ሕርዶ) እንተዘይረኺቡ፡

መዓልታት ተሽሪቕ ድማ፦ መበል ዓሰርተ ሓደን ዓሰርተ ክልተን ዓሰርተ ሰለስተን ካብ ወርሒ ዙል ሒጃ ኢየን።

  1. መዓልቲ ጥርጣረ ብሰንኪ ጥርጣረ፡ ንሳ ድማ ናይ ሻዕባን መበል ሰላሳ መዓልቲ ኢያ፡

ንወርሒ ካብ ምርኣይ ዝዓግት ደበና ወይ ደሮና(ጣቓ) እንተሃልዩ።