ዝትከኣሉ ግዜን ንምድንጓዩ ዘለዎ ፍርድን፥
- التصنيف الشرعي
- الفقهالصيامقضاء الصيام
- الموضوعات
- الصياموقت القضاء وحكم تأخيره
نص الموضوع
يجب قضاء صيام رمضان فيما بينه وبين رمضان التالي له، والأفضل المبادرة للقضاء، ولا يجوز تأخير القضاء إلى ما بعد رمضان التالي. فعن عائشة رضي الله عنها قالت: «كَانَ يَكُونُ عَلَيَّ الصَّوْمُ مِنْ رَمَضَانَ، فَمَا أَسْتَطِيعُ أَنْ أَقْضِيَ إِلَّا فِي شَعْبَانَ لِمَكَانِ رَسُولِ اللهِ ﷺ» [1]. فمن أخَّر القضاء عقب رمضان التالي فله حالتان: 1- أن يؤخر لعذر شرعي، مثل: أن يستمر به المرض إلى رمضان الآخر، فهذا عليه القضاء فقط. 2- أن يؤخره لغير عذر شرعي، فهذا يأثم بالتأخير، ويجب عليه التوبة، والقضاء، وإطعام مسكين عن كل يوم.
أخرجه البخاري برقم (1849)، ومسلم برقم (1846).
ዝትከኣሉ ግዜን ንምድንጓዩ ዘለዎ ፍርድን፥
ጾም ረመዳን ቐዳእ ምግባር፡ ኣብ መንጎ እቲ ሓደ ረመዳንን እቲ ዝስዕቦ ካልእ ረመዳንን ዘሎ ግዜ ክኸዉን ይግባእ።
እቲ ዝበለጸ ድማ ቀልጢፍካ ቐዳእ ምግባር ኢዩ።
ቐዳእ ክሳብ እቲ ካልኣይ ዝቕጽል ረመዳን ምድንጓይ’ዉን አይፍቀድን ኢዩ።
ካብ ዓኢሻ ዝተረኸበ ረዲየላሁ ዓንሃ ኢላ፥
«ካብ ረመዳን ዝተረፈኒ ጾም ይህልወኒ እሞ፡ ንረሱል ሰለላሁ ዓለይሂ ወሰለም ከገልግል ብምጽናሕ፡ ኣብ ወርሒ ሻዕባን እንተዘይኮይኑ ክቐድዮ ኣይክእልን ነበርኩ።» [53]።
[10] ቡኻሪ ብቑጽሪ (142)ሙስሊም ድማ ብቑጽሪ (122) ሰኒደሞ።
ነቲ ቐዳእ ድሕሪ እቲ ዝስዕብ ረመዳን ዘደንጐዮ ሰብ ድማ፡ ክልተ ኩነታት ኣለዎ፥
- መምርሒ ኢስላም ብዝፈቐዶ ጸገም ምድንጓይ፡ ንኣብነት፦ ሕማሙ ክሳብ ዝቕጽል ረመዳን እንተቐጺሉ፡ እዚ ቐዳእ ጥራሕ'ዩ ዘለዎ።
- ብዘይ ሸርዒ ምኽንያት እንተደኣ ኣደንግይዎ፡ በቲ ምድጓዩ ሓጥያት ይኾኖ፡ ተውባ(ምንሳሕ) ዉን ግዴታ ኮይኑ፡ ቐዳእን ንነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ንሓደ ሚስኪን ምምጋብን ይግደድ።